Esseni Art Gallery

  • Home
  • Esseni Art Gallery

Esseni Art Gallery We provide art classes, art, artworks, handcrafts, and events in collaboration with artists.
(1)

ምንቅስቓስ ጎርዞ  #ባህገይ ብዝብል ስም ኣብ ዝገበርኦ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሐ ናይ ሕውየት ጎስጓስ መካነ-ጥበብና ናይ ሓደ ቡና ፕሮግራም ማእኸል ኮይኑ ነይሩ:: ኣብቲ ፕሮግራም ዝተሳተፉ ኣርቲስ...
21/05/2024

ምንቅስቓስ ጎርዞ #ባህገይ ብዝብል ስም ኣብ ዝገበርኦ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሐ ናይ ሕውየት ጎስጓስ መካነ-ጥበብና ናይ ሓደ ቡና ፕሮግራም ማእኸል ኮይኑ ነይሩ::

ኣብቲ ፕሮግራም ዝተሳተፉ ኣርቲስታት ባህጎም ብስእልታቶም ገሊፆምዎ:: ባህግና ታይ እዩ ኢልና ክንሓስብን ኣብ መልስታትና መፃኢና ክንርእን ክንእምትን ዝገበረ ምድላው እዩ ነይሩ::

ፍሉይ ምስጋና ን ጎርዞ - Gorzo ኣካል እዚ ምጅማር ሕውየት ስለዝገበራና!

Butterfly healing space did an amazing event at our Gallery promoting volunteerism and healing. The event named Road to ...
11/05/2024

Butterfly healing space did an amazing event at our Gallery promoting volunteerism and healing. The event named Road to healing utilised our sip and paint event to help the volunteers paint with the title "Visualize your future self" empowering them in the process. Thank you to all the guest speakers that made the event what it is!

ሎምዓንቲ ብኣርቲስት ጋብርኤላ ኣብ ዝተውሃበ ዎርክሾፕ ብዙሕ ተማሂርና! ኣብቲ ዎርክሾፕ ዝተልዓሉ ነጥብታት- ኣርቲስት ባዮግራፊ: CVን ፖርቶፎሊዮን ከመይ ይፀሓፍ?- ኣርቲስት ግራንትን ኣርቲስ...
27/04/2024

ሎምዓንቲ ብኣርቲስት ጋብርኤላ ኣብ ዝተውሃበ ዎርክሾፕ ብዙሕ ተማሂርና!

ኣብቲ ዎርክሾፕ ዝተልዓሉ ነጥብታት
- ኣርቲስት ባዮግራፊ: CVን ፖርቶፎሊዮን ከመይ ይፀሓፍ?
- ኣርቲስት ግራንትን ኣርቲስት ረዝደንሲን እንታይ እዮም?
- ከመይ ናብ ናይ ኣርት(ጥበብ) ዩኒቨርስቲታት ኣፕላይ(ምምዝጋብ) ከምንኽእልን ዝሐሸ ናይ ተቐባልነት ዕድል ክህልወና ታይ ታይ ረቛሒታት ከነማልእ ከምዘለናን?

ልዑል ምስጋና ንኣርቲስት Gabrielle Tesfaye!

ቀፃሊ ቀዳም ኣብ መካነ-ጥበብና ኣብ ዝወሃብ ዎርክ ሾፕ ተሳተፉ!ኣብቲ ዎርክሾፕ ዝለዓሉ ነጥብታት- ኣርቲስት ባዮግራፊ: CVን ፖርቶፎሊዮን ከመይ ይፀሓፍ?- ኣርቲስት ግራንትን ኣርቲስት ረዝደን...
23/04/2024

ቀፃሊ ቀዳም ኣብ መካነ-ጥበብና ኣብ ዝወሃብ ዎርክ ሾፕ ተሳተፉ!

ኣብቲ ዎርክሾፕ ዝለዓሉ ነጥብታት
- ኣርቲስት ባዮግራፊ: CVን ፖርቶፎሊዮን ከመይ ይፀሓፍ?
- ኣርቲስት ግራንትን ኣርቲስት ረዝደንሲን እንታይ እዮም?
- ከመይ ናብ ናይ ኣርት(ጥበብ) ዩኒቨርስቲታት ኣፕላይ(ምምዝጋብ) ከምንኽእልን ዝሐሸ ናይ ተቐባልነት ዕድል ክህልወና ታይ ታይ ረቛሒታት ከነማልእ ከምዘለናን?

N.B ብቀፃሊ ብጥበብ(ኣርት) ሞያኹም ክተዕብዩን ብዛዕባ ብሞያ ጥበብ ዝርከቡ ናይ ትምህርቲ ይኹኑ ካልኦት ዕድላት ሓበሬታ ንእትደልዩ ስነ-ጥበባውያን ዝተዳለየ ዎርክ-ሾፕ እዩ

The Exhibition titled "Art as a Path To Healing"  that has been open at our Gallery for the past five days is closed tod...
16/04/2024

The Exhibition titled "Art as a Path To Healing" that has been open at our Gallery for the past five days is closed today. It ended with a visit from USAID staff. The exhibition was successful and sent the message of peace and healing. It was a beautiful project that we were honored to be a part of.

We thank USAID and Redeem The Generation for Organizing this program.

Follow us on all Social media platforms to be in the loop for more events like this..!

The Exhibition titled Art as a Path To Healing has opened this afternoon at our Gallery. All 10 paintings from the compe...
12/04/2024

The Exhibition titled Art as a Path To Healing has opened this afternoon at our Gallery. All 10 paintings from the competition are displayed and it will last for five days.

Many thanks to USAID and Redeem The Generation for organising this program.

Come and visit and become part of the experience!

A special Thanks to Artist Kibrom Seyom for the Donation he made to the Gallery!
11/04/2024

A special Thanks to Artist Kibrom Seyom for the Donation he made to the Gallery!

Visit our Gallery for the upcoming Exhibition titled Art As a Path to healing organised by USAID and Redeem The Generati...
11/04/2024

Visit our Gallery for the upcoming Exhibition titled Art As a Path to healing organised by USAID and Redeem The Generation. The Exhibtion will be open for five days starting from tomorrow April 12, Afternoon.

ዒድ-ሙባረክ ንኹለኹም ተኸተልቲ እስልምና ሃይማኖት እናበልና ብሰላም, ሓጎስን ፍቕርን ዝተመልአ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ንምነ!
10/04/2024

ዒድ-ሙባረክ ንኹለኹም ተኸተልቲ እስልምና ሃይማኖት እናበልና ብሰላም, ሓጎስን ፍቕርን ዝተመልአ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ንምነ!

ብኣርቲስት ጋብርኤል ዝተዘጋጀየ "ነብሰይ" ዝብል ዓብዪ መልእኽቲ ሓዘል ኣኒሜሽን ፊልሚ ሎምዓንቲ ኣብ መካነ ጥበብና ቀሪቡ ኣሎ!ኣብቶም ዝሓለፉ 3 ዓመታትን ከዚ እውን ብቀፃሊ ኣብ ጦርነት እዋ...
30/03/2024

ብኣርቲስት ጋብርኤል ዝተዘጋጀየ "ነብሰይ" ዝብል ዓብዪ መልእኽቲ ሓዘል ኣኒሜሽን ፊልሚ ሎምዓንቲ ኣብ መካነ ጥበብና ቀሪቡ ኣሎ!

ኣብቶም ዝሓለፉ 3 ዓመታትን ከዚ እውን ብቀፃሊ ኣብ ጦርነት እዋን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሐ ፆታ መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ብጥበባዊ መንገዲ ዝድህስስ ፊልሚ እዩ

ብኣርቲስት ጋብርኤላ ተዘጋጅዩ, እቲ ግጥሙ ድማ ብጋዜጠኛ ሃፍቶም ናብ ትግርኛ ዝተቶርገመን ብማህሌት ድምፂ ዝተተረኸን ፊልሚ እዩ

ኣብቲ ምድላው ኣርቲስት ጋብርኤል ጥበብ ብኸመይ ክለዓሉ ዝግበኦም ሕቶታትን ክውገዐሎም ዝግባእ ኣርእስትታትን ናብ ሓደ ኣምፂኡ ክንዝትየሎም ባይታ ከምዝፈጥረልናን ብኡ ኣቢሉ እውን ንሕውየት በሪ ከም ዝኸፍትን ገሊፃ

ልዑል ምስጋና ንኣርቲስት Gabrielle Tesfaye , ጋዜጠኛ ሃፍቶምን ማህሌትን ..ኩሎም ነዚ ፊልሚ ናብዚ ክበቅዕ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ኣካላትን!

ዕድመና ኣኽቢርኩም ዝተረኸብኩም ኣጋይሽናን ማዕኸናት ሚድያን እውን ካብ ልብና ነመስግን

ፅባሕ ሰዓት 10:00!ኣብ እሠኒ መካነ ጥበብ!ምፁታ!
29/03/2024

ፅባሕ ሰዓት 10:00!
ኣብ እሠኒ መካነ ጥበብ!
ምፁታ!

ከየምልጠኩም!

ቀዳም መጋቢት 21 ሰዓት 10:00 ኣብ መካነ ጥበብና!

ብኣርቲስት Gabrielle ፍረወይኒ ዝተዘጋጀየ ነብሰይ ዝብል ኣርእስቱ ሓፂር ፊልሚ ዘካተተ ፕሮግራም መፂኹም ተሳተፉ!

ከየምልጠኩም!ቀዳም መጋቢት 21 ሰዓት 10:00 ኣብ መካነ ጥበብና!ብኣርቲስት Gabrielle ፍረወይኒ ዝተዘጋጀየ ነብሰይ ዝብል ኣርእስቱ ሓፂር ፊልሚ ዘካተተ ፕሮግራም መፂኹም ተሳተፉ!
22/03/2024

ከየምልጠኩም!

ቀዳም መጋቢት 21 ሰዓት 10:00 ኣብ መካነ ጥበብና!

ብኣርቲስት Gabrielle ፍረወይኒ ዝተዘጋጀየ ነብሰይ ዝብል ኣርእስቱ ሓፂር ፊልሚ ዘካተተ ፕሮግራም መፂኹም ተሳተፉ!

ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ ..ኢግዚቢሽን ብኣርቲስት ተወልደብርሃን ፅባሕ ክዕፀ እዩ!ከየምልጠኩም!
10/03/2024

ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ ..ኢግዚቢሽን ብኣርቲስት ተወልደብርሃን ፅባሕ ክዕፀ እዩ!

ከየምልጠኩም!

ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ ብኣርቲስት ተወልደብርሃን ሎምዓንቲ ተኸፊቱ! ንሰለስተ መዓልቲ ክፍቲ እዩ!ምፁታ!
08/03/2024

ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ
ብኣርቲስት ተወልደብርሃን

ሎምዓንቲ ተኸፊቱ!

ንሰለስተ መዓልቲ ክፍቲ እዩ!
ምፁታ!

08/03/2024

Right now at Esseni Art Gallery
INK AND TEARS: ARTISTIC TESTIMONY THROUGH SKETCHBOOKS
Exhibition open officially ...
Open for three days

Setting Up For Artist Tewoldebirhans Solo Art ExhibitionINK AND TEARS: THE ARTISTIC TESTIMONY OF SKETCHBOOKSCome and Joi...
07/03/2024

Setting Up For Artist Tewoldebirhans Solo Art Exhibition
INK AND TEARS: THE ARTISTIC TESTIMONY OF SKETCHBOOKS

Come and Join Us!

07/03/2024

Preparation for tomorrows Solo Art Exhibition With Artist Tewoldebirhan!

Don't miss it!

ፅባሕ ሰዓት 10:00 ኣብ ዝኽፈት ምርኢት ስእሊ መፂኹም ክትሳተፉ ንዕድም!ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ ብኣርቲስት ተወልደብርሃንመእተዊ 200 ቅርሺ ብቻ! ምፁታ!
07/03/2024

ፅባሕ ሰዓት 10:00 ኣብ ዝኽፈት ምርኢት ስእሊ መፂኹም ክትሳተፉ ንዕድም!

ቀለምን ንብዓትን: ስእላዊ ምስክርነት ጥበብ
ብኣርቲስት ተወልደብርሃን

መእተዊ 200 ቅርሺ ብቻ!
ምፁታ!

ውዕሎ እሠኒ መካነ ጥበብ ሎምዓንቲ!ብኣቤሴሎም ግርማይ ኣብ ዝተውሃበ ዎርክሾፕ ብዛዕባ ዕምቆትን(Depth) እይታ ወይድማ ኣጠማምታን(Perspective) ኣብ Urban Sketching ከመይ ክ...
21/02/2024

ውዕሎ እሠኒ መካነ ጥበብ ሎምዓንቲ!

ብኣቤሴሎም ግርማይ ኣብ ዝተውሃበ ዎርክሾፕ ብዛዕባ ዕምቆትን(Depth) እይታ ወይድማ ኣጠማምታን(Perspective) ኣብ Urban Sketching ከመይ ክንጥቀመሉ ከምንኽእልን ብሰፊሑ ዳህሲስና ..

ፍሉይ ምስጋና ንኣቤሴሎም ግርማይ ነዚ መምሃርን ልምዲ መካፈልን ፕሮግራም ስለዝሃበልና..

ቀፂልና ድማ ኣኽቢርኩም ናብ መካነጥበብ መፂኹም ንዝተሳተፍኩም ዕዱማት ኣጋይሽና ኣዚና ነመስግን!

Urban Sketchers Mekelle ሰሙናዊ ቀዳም ቀዳም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ኣብ እሠኒ መካነ ጥበብ ብምርኻብ ቦታ መሪፅ ከተማና ኣብ ምስኣል ኢና ነሕልፎ! መፂኹም ተሓወሱና!

Address


Opening Hours

Monday 09:00 - 15:00
Tuesday 09:00 - 17:30
Wednesday 09:00 - 15:00
Thursday 09:00 - 15:00
Friday 09:00 - 17:30
Saturday 09:00 - 14:00
Sunday 03:00 - 14:00

Telephone

+251913244624

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Esseni Art Gallery posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Museum

Send a message to Esseni Art Gallery:

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Opening Hours
  • Alerts
  • Contact The Museum
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your museum to be the top-listed Museum?

Share